0ሕጋዊ ሓለዋኣብ ስዊዘርላንድ ሕጋዊ-ሓለዋ ኣገዳሲ ዝኸውን ስለምንታይእዩ፧ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡ ብዝለዓለ ደረጃ መነባብሮ፡ ኣዝዩ ምልኩዕ ገጸ ምድርን፡ ጽኑዕ ሕግታትን እትፍለጥ ስዊዘርላንድ፡ ብዙሕ ዕድላትን መሰላትን እትህበና ሃገር እያ። እዞም መሰላት ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝወድቁሉ እዋን ግን ከመይ ጌርና ንከላኸሎም፧ ኩሉ ስዊዘርላንዳዊ ዜጋ ሕጋዊ-ሓለዋ ክህልዎ ኣገዳሲ ዝገብሩ ሓሙሽተ ምኽንያታት ኣለዉ፤... September 9, 2023Read more